ደንቢ ኣሰናዳኢት ጽሑፋት ናሕሲ ሃገር

  

ደንቢ ኣሰናዳኢት ጽሑፋት ናሕሲ ሃገር።

ቀዳማይ ናጽነት ጻሓፍቲ።

ነፍሲ ወከፍ ጸሓፊ ናቱ ናጻ ርኢቶ፡ ኣተሓሳስባን ናይ ኣጸሓሕፋ ቅዲን ክጥቀም ምሉእ ናጽነት ኣለዎ።

ካልኣይ ደረት ምእራም።

መማይትት ጽሑፋት ፡ እቲ ጽሑፍ፡ ቃላት ወይ ሓሳባት ምስቶም መሰረታውያን ዕላማታት  ምንቅስቓስ ብቐጥታ ዝጋጨዉ እንተደኣ ኮይኖም ጥራይ እያ ትእርም። ካብኡ ወጻኢ ጽሑፋት ከም ዘለዎ ኣብ መርበብና ይእነገድ።

ሳልሳይ ኣሰራርሓና።

ኩሉ ናይ ምእራም ውሳነታት ብስምምዕ ናይቶም ሰልስተ ኣባላት ይፍጸም።
guest
0 Comments
ዝጸንሐ
እዋናዊ ዝያዳ ድምጺ ዝረኸበ