ዛዕባታት ስሩዕ ኣኼባ
03/09/26
| ቁጽሪ፡ | 0005 |
| ዕለት፡ | ቀዳም 5 መስከረክም 2026 |
| ሰዓት፡ | – ኤድመንቶን ሰዓት – አኣ፡ ተተ፡ ሰዓት 1500 – 1600
– ሲያትል ሰዓት – ግደ፡ ሰዓት 1400 – 1500 – ቫንኩቨር ሰዓት – ገኣ፡ ሰዓት 1400 – 1500 – ዋሽንግቶን ዲሲ ሰዓት – ሃሃ፡ ሰዓት 1700 – 1800 – ሎንዶን ሰዓት- መኣ፡ ሰዓት 2200 – 2300
|
| ቦታ፡ | ‘WhatsApp’ |
| መራኸቢ፡ | “ደወል” |
ዛዕባታት ኣኼባ፡
| 1. መኽፈቲ፣ ልውውጥ ሰላምታ፣ ምጽዳቕ ደቓይቕን ዝውሰዅ ዛዕባታትን፡ | 05 ደቓይቕ |
| 2. ኤርትራ፡ ካብ ብረታዊ ቃልሲ ክሳብ ሎሚ ዘላቶ ኩነታት፡ውልቃዊ ተመኵርኡ ከካፍለና ብገኣ ዝምራሕ ዘተ፡ | 15 ደቓይቕ |
| 3. ኣጠቓቕማ መርበብ ናሕሲ ሃገር ኣባላት ዝምልከት፡ | 10 ደቓይቕ |
| 4. ኣብ መንጐ ኣባላት ናሕሲ ሃገር ንዝግበር ልውውጥ መልእኽታታት ዝምልከት፡ | 10 ደቓይቕ |
| 5. ንፍሲ ወከፍ ኣባል፡ “ውዳበ ናሕሲ ሃገር ብምንታይ ክግለጽ ከምዝደልዮ” ዝዕድም ዘተ፡ | 10 ደቓይቕ |
| 6. ብተወሰኽቲ ዋኒናት፡ | 10 ደቓይቕ |
| 7. መዕጸዊ፡ | 05 ደቓይቕ |
