19/08/26
| ቁጽሪ፡ | 0003 |
| ዕለት፡ | ቀዳም 22 ነሓሰ 2026 |
| ሰዓት፡ | ኤድመንቶን ሰዓት – አኣ፡ ተተ፡ ሰዓት 1500 – 1600 ሲያትል ሰዓት – ግደ፡ ሰዓት 1400 – 1500 ቫንኩቨር ሰዓት – ገኣ፡ ሰዓት 1400 – 1500 ዋሽንግቶን ዲሲ ሰዓት – ሃሃ፡ ሰዓት 1700 – 1800 ሎንዶን ሰዓት- መኣ፡ ሰዓት 2200 – 2300 |
| ቦታ፡ | ‘WhatsApp’ |
| መራኸቢ፡ | “ደወል” |
ዛዕባታት ኣኼባ፡
| መኽፈቲ፣ ልውውጥ ሰላምታ፣ ምጽዳቕ ደቓይቕን ዝውሰዅ ዛዕባታትን፡ | 05 ደቓይቕ |
| ሌላን መልእኽቲ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩምን ንሓደስቲ ተጸንበርቲ ኣባላት፡ | 05 ደቓይቕ |
| ኣድላይነትን ወሳንነትን ምህናጽ ትካላዊ ቍመና ዝብል ዘተ ብኣኣ ዝምራሕ፡ | 15 ደቓይቕ |
| ንምውሳኽ ክልተ ዓምድታት ዝምልከት እማመ፡ | 05 ደቓይቕ |
| ብመሰረት ንልምምድ ወሃብ ቃል ውዳበ ዝምልከት ዝቕረበ እማመ ሎሚ ተተ ዕድል ክወሃቦ፡ | 10 ደቓይቕ |
| ተወሰኽቲ ዋኒናት፡ | 05 ደቓይቕ |
| መዕጸዊ፡ | 05 ደቓይቕ |
