ዝውሰኹና ኣባላት: በዚ ዝስዕብ መምዘኒታት: ክንቅበሎም።
1.ብልኡላውነት ኤርትራ ፈጺሙ ዘይጣላዕ፡
2.ንረብሓ ህዝቢ ዘቐድም፡
3.ብውራጃ ብሃይማኖት ብብሄር ወይ ብጾታ፡ ዘይፈላሊ፡ እኳ ድኣ ዝውከል፡ ነቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ነጥብታት ከኣ፡ ብጸጋ ዝርኢ።
4.እሙን ቅኑዕ ረዚን
5.ኣእምሮ ዘለዎ ለባም ሓላፍነታዊ፡
6.ብሕጊ፡ ብሰላምን ብስኒት ዝሰርሕ፡
7.ምስ ዘለዉ ኣባላት: ብሓደ ናይ ምስጓም ዓቕሚ ዝውንን።
8.ንግዜን ስራሕን ብዕቱብ ዝሕዝ፡
9.ግሉጽን ብተሓታትነት ዝኣምን።
10.ተበግሶ ዘለዎ።


