ዛዕባታት ስሩዕ ዐኼባ 050926 ቑ 5

  

ዛዕባታት ስሩዕ ኣኼባ

03/09/26

ቁጽሪ፡ 0005
ዕለት፡ ቀዳም 5 መስከረክም 2026
ሰዓት፡ –    ኤድመንቶን ሰዓት – አኣ፡ ተተ፡ ሰዓት 1500 – 1600

–    ሲያትል ሰዓት – ግደ፡ ሰዓት 1400 – 1500

–    ቫንኩቨር ሰዓት – ገኣ፡ ሰዓት 1400 – 1500

–    ዋሽንግቶን ዲሲ ሰዓት – ሃሃ፡ ሰዓት 1700 – 1800

–    ሎንዶን ሰዓት- መኣ፡ ሰዓት 2200 – 2300

 

ቦታ፡ ‘WhatsApp’
መራኸቢ፡ “ደወል”

ዛዕባታት ኣኼባ፡

1. መኽፈቲ፣ ልውውጥ ሰላምታ፣ ምጽዳቕ ደቓይቕን ዝውሰዅ ዛዕባታትን፡ 05 ደቓይቕ
2. ኤርትራ፡ ካብ ብረታዊ ቃልሲ ክሳብ ሎሚ ዘላቶ ኩነታት፡ውልቃዊ ተመኵርኡ ከካፍለና ብገኣ ዝምራሕ ዘተ፡ 15 ደቓይቕ
3. ኣጠቓቕማ መርበብ ናሕሲ ሃገር ኣባላት ዝምልከት፡ 10 ደቓይቕ
4. ኣብ መንጐ ኣባላት ናሕሲ ሃገር ንዝግበር ልውውጥ መልእኽታታት ዝምልከት፡ 10 ደቓይቕ
5.    ንፍሲ ወከፍ ኣባል፡ “ውዳበ ናሕሲ ሃገር ብምንታይ ክግለጽ ከምዝደልዮ” ዝዕድም ዘተ፡ 10 ደቓይቕ
6. ብተወሰኽቲ ዋኒናት፡ 10 ደቓይቕ
7. መዕጸዊ፡ 05 ደቓይቕ
guest
0 Comments
ዝጸንሐ
እዋናዊ ዝያዳ ድምጺ ዝረኸበ